https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15267
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ከዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 13, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ከዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪተረ.ቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ሰንችሪ1.5ሜቁመት20
2ፊከስ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ20
3ተርሚናል1.5ሜ ቁመትቁፅሪ30
4ጆጆባ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ30
5ፓልማተል1.5ሜ ቁመትቁፅሪ10
6ዝግባ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ10
7ለንተና ሓፂርቁፅሪ100
8ሳይፕርስ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ30
9ጎልደን ስትረስ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ20
10ፅሕዲ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ10
11ሎሚናት1.5ሜ ቁመትቁፅሪ20
12ጀካራንዳ1.5ሜ ቁመትቁፅሪ30
13ደብልናት1.5ሜ ቁመትቁፅሪ30

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

- ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፤

- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 14/1/2017ዓ/ም ክሳብ 13/1/2017 ዓ/ም

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/1/2017 ሰዓት 3:00

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ፤

- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡