https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15170
ትካልና መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ኬሚካልን : ንመዕበይ ዝከዉን ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ መረዳትታ ከቅርቡ ዝክእሉን ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተወደቡ ክኮኑ ይግባእ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 7/1/2017 ዓምኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 7/1/2017 ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085