https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15103
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2016 02:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቑፅሪ ዕክንም 572/2-3/1/01

ዕስት- 09/12/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 3

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ8 ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲስ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኩም _ ብፖስታ - ኣሽኩም ካብ _ ዕስት _ ካብ ዕስት 09/12/16 ዓ.ምክሳብ 13/12/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባእ፡ ዝቐረበ ፕርፎርማ ዕስት 14/12/2016ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. አቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕሱ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ለስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራደ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽሳሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር ንዝደስ ሓበረታ ብለካል ወደ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካለስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ንረተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢር ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳዴ/ዕ/ሩ ዲ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሱሽ ምስራዝ መሰስ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳዴ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙስእ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ተቁዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1Electrode cable 1*1.5mm2100+100meter200
2Flanged plate with bolt nut and gasket1/2pcs06
3Electrode sensorpcs02
4Flanged water meter with bolt nut and gasket2 1/2set01
5Gl elbow2 1/2pcs03
6Pipe clump2 1/2pair02
7Flanged plate with bolt nut and gasket50 mm2pcs01

ምስ ሰላምታ