https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14861
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒን ሕትመት ሰራሕትን ብምብታን ብምልጣፍን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 11:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒን ሕትመት ሰራሕትን ብምብታን ብምልጣፍን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዘለኩም::

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቊፅሪTIN/መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/መሊኡ ከቅርብ አለዎ::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 17/10/2016ዓ/ም ክሳብ 19/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11: 00 ሰነድ ፕሮፈርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱን ክትእትን ትክእሉ::

• ፕሮፈርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11.30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለው ይከፈት እዚ ፕሮፈርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግት የለን::

• ኣብ መምሊኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፈርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጅንሲ ና ዝሓሸ ኣማረፂ እንትረክቡ እዚ ፕሮፈርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብር ቁፅሪ 106 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረት::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::