https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14775
ኣብ ከተማ ሞኮኒ ንመኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ኢሉእዉን ናዉቲ ላብራቶሪ ሪኢጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ በቲ ስራሕ ዘረፊ ዝተመዝገበ ወይድማ ዝተመዝገበት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ዘለዎ ወይድማ ዘለዋ

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑ ወይድማ ዝኮነት ኢሉድማ ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ መለለይ ወረቀት ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሐምለ ሒሳብ ዘወራረደሉ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት ዝሐደሰ ወይድማ ዘሐደሰት

5  2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ ዝከፈል

6 ኣብ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ጨረታ ዝረከብ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ዘለዎ ሰብ ይከዉን

10 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 200 ኮይኑ ኣብ መኮኒ ሆስፒታል ፋይናንስ ቢሮ ይከዉን

11 ጨረታ ንሐደ ዓይነት ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብነክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

12 ኣብ ጨረታ እዋን ዋና ምስ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

13 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 4/10/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ይከዉን

14 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ወይድማ ሰነድ ዝሽየጠሉ 4/10/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ሰዓት 2:30 ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ 18/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ መባእታዊ መኮኒ ሆስፒታል ቀዳማይ ፎቅ ኣብ ዕደጋ ቢሮ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0973543034 / 0924290625