https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14599
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ብፕሮፎርማኣወዳዲሩ ክዕድ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን/ 81 /35

ዕለት 16 /9/2016ዓ/ም

ም ል ክ ታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ብፕሮፎርማኣወዳዲሩ ክዕድ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

1. ፅሕፈት መሳርሒ

2. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት

3. ናይ ኤለትሪክ ኣቑሑት

4. ህንፃ መሳረሒ ኣቑሑት

5. ናይ መኪና ጎማን እስፔርን ኣቑሑት

አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደር ሕጋውያን ነጋዶክትዋዳደሩይዕድም።

አብቲፕሮፎርማ ክሳተፍ ዝድሊ አቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቛሕታት

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሸን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት6/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/9/ 2016 ዓ/ም  ዝፀንሕ እንትኮውን አብ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ፕሮፎርማ መፂኩም ክትወስዱ ንዕድም ።

7) ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/9/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 22/9/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።