https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14597
ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ናይ 2016 ዓም ምልክታ ፕሮፎርማ

➢ ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ዞ

1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን መቕረባይነትን ዘለኩም

3. ናይ ግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪቲንዝተመዝገብኩም

እንክተሎም መምርሒ

➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።

➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ካብ ዕለት 16--20/09/2016ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ።እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት20/09/2016ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ፣ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።

➢ ዝሳዓረ ተወዳዳራይ ንከቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ከቅርብ አለዎ ።

➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ።

➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ የገልግል