https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14453
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • 1 ካብ ቁፅሪ1 ክሳብ ተራ ቁፅሪ 7 ዝወዳደሩ ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ጥራሕ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • 2 ኣብ ተራ ቁፅሪ 8 ዝወዳደሩ ቫት ዝተመዝገቡ ይኩን ዘይተመዝገቡ ክወዳደሩ ይክእሉ
  • 3 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ሚያዚያ 2016 ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
  • 4 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 5 ተወዳደርቲ ካብ 28/8/2016 ዓም ክሳብ 16/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/9/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 16/9/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ምካኑ ንገልፅ
  • 7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 8 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
  • 9 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 /  0914179807