https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14443
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ራብዓይ ደበሪ ዝረከብ ህንፃ ናይ ብርሃን መእተዊ ቆርቆሮን ተመሳሳሊ ሕድሳትን ማለት (Roof maintainance) ክገበረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቲአቲ/ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 16/4/2024 ከምኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 15/5/2024 ከምኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410084   0344405806