https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14375
ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 27, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም። ንተዓወቲ እዚ ጨረታ ብስልክን ብምልክታን ከምእነፍልጥ ንሕብር።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ፡-

1. ዝትሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

2. ኣብ ምድላው ተመሳሳሊ ሰነዳት ዘለዋም ተሞክሮ ምስ ሙሉእ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

ኣድራሻና፡-ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን፤ ቀበሌ 16፤ ከባቢ ኮሌጅ ሸባ፤ ፊትንፊት ፈታ ፋሽን።

ቁጽሪ ስልኪ፡ _ +251988078976

[email protected]