https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14339
ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

ስለዝኾነ'ዉን ኣብ ዙ ዓዉዲ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ሰብ ሞያ ክትጫረቱ ትደልዩ ድርጅት ( ዉልቀ-ሰብ ) ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቐ/ወያነ ህንፃ ብሎክ ረ /E/ 2 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ -217 ኣብ ዝርከብ ናይ ማሕበርና ቢሮ ካብ ዕለት 14-08-2016 ዓ.ም – 19-08-2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ እናመፃእኹም ክትወስዱን መሊእኹም ክተቕርቡን ንዕድም ፡፡