https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1416
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ሎት 1 ሞተር ብስክሌት

ሎት 2 ባትሪ መኪናን ናዉቲ ኤለክትሪክን

ሎት 3 ማሽን ፎቶ ኮፒ

ሎት 4 መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት 5 ናይ ሰራሕተኛ ጥቅማጥቅሚ

ሎት 6 ንፊልድ ሰራሕተኛታት ዝከዉን ዓራት ፍራሽን ትርኣስን ዝአመሰሉ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ናይ 2008 Â ዓመት እዚ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም
  2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብርን መረዳእታ መቅረባይነትን ዘለዎም ክትጫረቱ ትክእሉ
  3. ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከተማ መቀለ ኣብ ጥቃ ኣጅፕ ዝርከብ ቤት ዕዮና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ትክእሉ
  4. ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሕድሕድ ምድብ 5,000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒሶ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዙ ኣለዎም
  5. ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ኣለዎ
  6. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝና ኣታዊ ይገብር
  7. ሳንዱቅ ጨረታ 29 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 30ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል