https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14123
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ናይህንፃ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑ ሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016/ ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም  ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡፡

✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓ/ም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ ክኾኑ አለዎም ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 23/07/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡

✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለዩመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ስሚንቶብኩንታል4
2ጣዉላ ሞራለ3*4ብቁፅሪ10
3ተተካሊ ብረት ብብሎን ዝገጥምቁመት 25ሜ ርጉዲ ዙርያ20-25 ሴ/ሜብቁፅሪ03
4ጆሶኪ/ግ25
5ኣካራጆሊትር07
6ፃዕዳ ቀለምብጋሎን02በዓል 4 ሊትር
7ናይ ዕንፀይቲ ቀለምብጋሎን02በዓል 4 ሊትር

መተሓሳሰቢ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ _ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኸእሉ እዮም።