https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14051
ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 አብ ዝርዝር መቅረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፎ አለዎ

5 መቅረባይነት ካብ ዕለት 9/7/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 11/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 12/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከለቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከለቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

7 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እነተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

8 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተወዳዳሪይ ትካል ካብ ዉድድር ወፃ ይከዉን

ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 107 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ር ንብረት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪቁፅሪ 03 42 40 63 80 ብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል