https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14030
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ክሽኔ ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ክሽኔ ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ተጫረቲ ዘማልእዎ ዝግበኣኩም ረቃሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ) ::

3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

4. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት06/07/2016ዓ/ም-11/07/2016 ዓ/ም ይከውን::

5. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

6. ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት11/07/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ይከውን::

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::