https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13987
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬትን ታራዞን ሞልድታት ዝሰርሐሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ መከፍሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ 6/7/2016 ዓም ድ/ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ተወዳዳራይ ቅድሚ ዋጋ ምምላእ ብኣካል መፂእካ ናይታ ማሽን ዓይነት ክሪኡ አለዎም

6 ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምር ዝክእል

7 ተወዳደርቲ ቅድሚ ዋጋ ምምላእ ብኣካል መፂኦም ናይታ ማሽን ዓይነት ከሪኡ አለዎም

8 ተወዳደርቲ ኣብ 2ይ ገፅ ተዳለዩ ዘሎ ሰደቃ ነንሕድሕድ ዋጋ ከቅመጥ አለዎ

9 ካብ ናይ ባዕልና መምልኢ ፎርም ወፃኢ ዝመልአ ተወዳደሪ ተቀባለነት የብሉን

10 ማእከል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ዉዕሊ የገልግል