https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13811
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ 30, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 በዚ መሰረት ክተቅርቡ እትደልዩን ክተቅርቡ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 1 የካቲት  2016 ዓም ከሳብ 13  የካቲት 2016 ዓም ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ  ሰነድ ጨረታ  ክትወስዱ የፍልጥ