https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1381
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሕታት ፅሕፈት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡አቁሑት ቢሮ ፡ናዉት ትምህርቲ ፡መሳርሕ ህንፃ ፡ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል፡ ሞተር ሳይክል፡ ስፔር ፓርት ሳይክል ፡ስፔር ፓርት መካይን፡ መድሓኒት እንስሳ ፡አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ብመሰረት እዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳዱ ንዕድም

  1. Â ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ዘቅርብ
  2. Â ቲን ነምበር ተወሳኪ ታክስ ናይ ወርሒ ለካቲት ወይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዋናን Â ዘይምለሰ ቅዳሕን ዘቅርብ
  3. Â ዘቅርብ ንብረት ኩሉ ኦርጅናል እቲ ዝርዝር ከይተለወጠ ትካልና ብዝመረፆ ብዝአመነሉ መሰረት የቅርብ
  4. ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቢሮ ቁፅሪ 11 ምዉሳድ ይከኣል
  5. ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መጋዓዚ ባዕሉ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ ዘቅርብ
  6. መእሰሪ ዉዕሊ 10% የትሕዝ
  7. ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ ታክስ ሓዊሱ ይመልእ
  8. ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ካብ ዉዕሊ መዓልቲ አሕሊፉ እንተቅሪቡ ናይ ዘይአቅረቦ በቢ መዓልቱ 0.1 % ይቅፃዕ
  9. መክበሪ ጨረታ ሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ንነፍስወከፍ ዘርፊ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ አለዎ
  10. ትካልና 20% ናይ ምንካይን ናይ ምዉሳክን ከምኡዉን ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ
  11. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 7 መጋቢት ክሳብ 22 መጋቢት 2008 ዓም ኮይኑ ዝዕሸገሉ ድማ 22 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 300 ቅድሚ ቀትሪ ዝክፈተሉ ድማ 22 መጋቢት ሰዓት 330 ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344443143 ወይ Â 0919058792 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል