https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13773
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፋስ ስክሪን ኮንክሪት ምክሺቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ብመሰረት አዚ ክተቅርቡ እትደልዩን ክተቅርቡ እትክእሉን ተጫረቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜ ካብ 28 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 8 የካቲት 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ  ዝሐዘ ክትወስዱ ይዕድም