https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13731
ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2016ዓ/ምብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናውቲ ኮንስትራክሽን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:-
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ምምልክታ ፕሮፎርማ

ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2016ዓ/ምብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናውቲ ኮንስትራክሽን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ::

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዘለዎም ረቋሒታት ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

➢ ናይ 2015 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ

➢ በቲ መምርሒ መሰረት 2% ቲኦቲ ዝኸፍል 

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2016 ክሳብ ዕለት 27/05/2016ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተለጢፉ ኣብ ኣየር ይፀንሕ፡፡

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ እዋን ዕለት 27/05/2016ዓ/ም ሰዓት 10:00 ይከውን::

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት 28/05/2016ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ይከውን::

➢ ጨረታ ዘሸነፈ ንብረት ናብ ቤት ት/ቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ዝግብር

➢ ፕሮፎርማ ዝሸነፈ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ ማዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

➢ ነቲ ትካልና ኣዋፃኢ እንተዘይ ኮይኑን ነዞም ኣብላዕሊ ዘለው ረቋሕታት ዘየማለኧ እንተኾይኑ ይስረዝ። ንዝበለፀ ሓበሬታ በዚ ስልኪ ምድዋል ይካኣል 0914003742