https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13701
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤግዝቪሽን ኬንዳ ምስ ሙሉእ ናውቱን ናይ ኤግዝቢሽን መመላኸዒን ኣወዳዲሩ ክንካረ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመበርሂ
1ዘመናዊ ኬንዳ ኤግዝቢኸን
ስፍሓቱ 33 ሜትሮቁፅሪ100
ስፍሓቱ 10*20 ሜትሮቁፅሪ02
ስፍሓቱ 44 ሜትሮቁፅሪ30
2ባሎን (Arc Balon)ቁፅሪ01
3ዲኮር (ኣብ መእተዊ በሪን ስቴጅን)ሴት01ብፋሊቶን ኣዋርቕትን ዝመስኻዕን ብፅሑፍ ተነፂሩ ዘቕርብ
4ዲጄ ምስ ሳውንድ ሲስተሙን ስቴጅንሴት01ንመዓልቲ ዋጋ ይነፀር

በዝሒ ናውቲ ከከም ኣድላይነቱ ክውስኸ ይኽእል እዩ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ፣

2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ/T/ ሰርትፍኬት ዘለዎ፣

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተምን፣ ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ፣

4. ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘ/ማሕበራትን መቐለ ከተቕርቡ ይግባእ፣

5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሕለ ካብ ዕለት 15-17/5/2016 ዓ.ም ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅ/ቐትሪ ተዓፅዩ፤ 17/5/2016 ዓ.ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቐትሪ ይኸፈት፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል፤

6. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብና ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

Tel: +251 344 414473/416554 E-mail: [email protected], Website: chambermekelle.com. ciation Mobile: +251 920174989/914753503 P.0.Box - 503