https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13693
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ሐደ ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 150 ፍረ : ክልተ ኦተር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 3.14 m * ቁመት 4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ :ሰለስተ ኢነር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2.51m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 15 ጥሪ  2016 ዓም ከሳብ 5 ላካቲት 2016 ዓም  ክሳብ 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሐ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና

 እቲ ጨረታ 5 ለካቲት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ማለተ እዉን 5 ጥሪ ለካቲት ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ምኮኑ ክንገልፅ ንፈቱ

0344408923  / 0344405801  / 0348409385