https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13586
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ማለተ እዉን water pump for with full accessories በዝሒ 5 : hoze vibrater diameter 28 mm በዝሒ 14 : hoze vibrater diameter 38 mm በዝሒ 9 : hoze vibrater diameter 45 mm በዝሒ 5 : Compact tamper machine በዝሒ 5 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 25 ታሕሳስ 2016 ዓም ከሳብ 16 ጥሪ 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ መንገዲ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅሰቲክስ ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሐ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ 17 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ማለተ እዉን 17 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ምኮኑ ክንገልፅ ንፈቱ