https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13524
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዱሽ ንዘስርሖ ዘሎ ሰርቪስ ገዛ ዘድልዩ ናይ ፊኒሽንግ ማተርያላት ሞራለ ፋሻ ቦርድ : ጉራንዳየ : ቆርቆሮ : ፕላስቲክ ኮርኒስ : ናይ ማዕፆ ብረት LTZ : ሴራሚክ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ናይዚ ዓመት ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰ

2 ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ

4 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2 ሚእታዊ ብስፒኦ ብምስራሕ ኣብዝተኣሸገ ፖስታ ኣካቲቱ ከቅርብ አለዎ

5 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክዉስድ ይክኣል

6 ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ማተሪያክ አሸናፊ ካብ ዝተገለፁ ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል እቱ ሳምፕል ብብዓል ሞያ ተረጋጊፁ ምስሐለፈ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ አለዎ

7 እቲ ጨረታ ካብ ታሕሳስ 15/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 22/2016 ዓም እስካብ ሰዓት 3:00 ዝፀንሕ ይከዉን

8 እቲ ጨረታ ካብ ታሕሳስ 15/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ታሕስ 22/2016 ዓም እስካብ ሰዓት 3:00 ዝፀንሐ ይከዉን

9 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ታሕሳስ 22/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ይከዉን ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ መብርሂ 0914709115 / 0914729028