https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13391
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/


1 ተጫረቲ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ካብ ዕለት 21/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2016 ሰዓት ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ኣብ እተቕርብዎ ዋጋ 15 ሚኢታዊ ቫት ክነክፍል ምኻንና ክፍለጥ ይግባእ

5 ተጫረቲ ብር 50000 ናይ ጨረታ መኸበሪ በስፒኦ ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/04/2016 2ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት