https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13388
ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00 መሳሪሒ ፀሕፈት: 10,000.000 መሳሪሒ ህንፃ: 5,000.00 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 03:40 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2015/16 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፣ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 ናይ ወርሒ ሰነ ሓምለ 2012 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዋናን ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ ዝገበረ ምካኑ፤

3 መክበሪ ጨረታ 5,000.00 መሳሪሒ ፀሕፈት: 10,000.000 መሳሪሒ ህንፃ: 5,000.00 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ፤

4 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጓወሐሉ 18/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/03/2016 ዓ/ም ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 28/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:40 ይክፈት ፤

8 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0972 164349/ 0928 937677 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።