https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13295
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ቱሉስ /tools/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 30, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቲአቲ/ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 30/3/2016 ኣብ ፋብሪካ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ እቲ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0912502596 / 0914729516