https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13164
ትከልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቀሑት ማለት ድማ ቱቦ ቻርጀር በዝሒ ሐደ : ፈሊፕ በዝሒ ሐደ : ሮድ በዝሒ ክልተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 14 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሳብ 2 ሕደር 2016 ዓም ጀሚሩ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብቲ ጨረታ ክተሳተፉ ትክእሉ ምካነኩም እናገለፅና

2 እቲ ጨረታ 3 ሕዳር 2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሎ መዓልቲ ማለት እዉን 3ሕዳር 2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይድም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት