https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1315
ኩሓ ሆስፒታል ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ መድሓኒት መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹም ናብ ቢሮና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ክተቅርቡ ብክበሪ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ

2 VAT (ቫት) ምዝጉባት ዝኮንኩም ምዝጉባት ዘይኮንኩም መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ቲን ናምበር ዘለዎም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዞም ክተቀርቡ ግድን ይከዉን

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ዘይምለስ ሰነድ 20 ብር ዘክፍሉ

5 ተጫረቲ እንተዘይተረኪቦም ሕጋዊ ወኪሎም ክተርክቡ

6 መኽበሪ ጨረታ ጥረ ገንዘብ ብር 2000 ክትሕዙ ግድን ይከዉን

7 CPO ወይም ሕጋዊ ቸክ ምቅራብ ትክእሉ

8 ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ኩሓ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ትገብሩ

9 ግልጋሎት ዘመን ካብ ዝተጠቀሰ ወፃኢ ምሙላእ ዘይከኣል ምካኑ

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ዋጋ ዝቀረበሉ ሰዓራይ ዝኮነ ዉዕል የኣስርን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣተዊ ከም ዝገብር ምፍላጥ የድሊ በዚ ዝተጠቀሰ ዕለት ከቅርብ ተዘይክኢሉ ሕጊ ብዝፈቅድ መሰረት ስጉምቲ ዝወስድ ምካኑ ድማ ይሕብር

11 ዝዕፀወሉ መዓልቲ ካብ 25 /06 /2008 ዓ/ም - 9/7/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይዕፀዉ አብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም ን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅረÂ 0344420201 ወይም 0344420305 Â ምሕታት ይከኣል እዩ

Â