https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13064
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ 1 ሃንድ ሎረር በዝሒ 10 ፣ 2 አየር ኮምፕረሰር በዝሒ 03 ፣ 3 ቶታል ስቴሽን ሴት ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04 ፣ 4 ሴቲንግ ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04፡ 5 ኤሌትሪካል ጀነሬተር 250 ኬቪኤም በዝሒ 03 እዞም ዝስዕቡ ክተቅርቡ እትክአሉ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 10, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 10, 2013 11:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዕላላ ሰሜን መኝታ ቤት ክፍሊ ዕደጋ 1ይ ፎቅ ክፍሊ ዕደጋ ቁ 102 ኣብ ኣ.ኣ አብ ጎኒ ሜጋ ህንፃ ዝርከብ ናይ ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ክፍሊ ዕደጋ መበል 12 ደብሪ ቢሮ ቁ 1208 ካብ ብሬድድዮ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልታት ክሳብ 10/03/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00  ምዉሳድ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 13 57 14 76 /09 10 87 98 42 /09 73 03 62 43