https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13046
ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ገዛ ዉሽጢ ፅገና ብልሽት ንምፍታሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 08:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግብረሉ ይግባእ

2 እቲ ፕሮፎርማ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 20/02/2013 ዕለት ኣብዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 20/02/2013 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከዉን

3 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ