https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12994
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ዓቐን ዘለዎም ኣቅሑት መሳርሒ ማሽናት ከምኡ እዉን ጥረ ኣቅሑት ናዉቲ መዐቀኒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 6, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ወረቀት ምስክር ከፋሊ ግብሪ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ብምትሓሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 13/02/2013ዓ/ም ክሳብ 04/03/2013ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ

2 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ናይቲ ክፍሊት መአዘዚ ወይ ድማ ስፒኦ ፣ኣቅሑት መሳርሒ ማሽናት100,000.00 ቅርሺ ፣ጥረ ኣቅሑት 100,000.00 ቅርሺ፣ ናዉቲ መዐቀኒ 75,000.00 ቅርሺ ከተሓሕዙ ይግባእ

3 እቲ ጨረታ 04/03/2013 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ዕለት 06/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ሰነድ ጨረታ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ካብ መስፍን ቤት ፅሕፈት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይክእሉ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ-0344406803