https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12989
ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መብራህቲ ናዉቲ ኣቅሓ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ፈርኒቸር /ጣዉላ/ ፅሬት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከቶኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ነሓሰ 2012ዓ/ም ዘፍለጥኩምን

3 መለለይ ቲን ቁፅሪ ዘለኩም ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዝገበረ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕዶም 150 ብር ብምክፋክ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ድባድቦ ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንሕድሕዶም 10000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ኣሸናፊ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል ዝአሰር

7 እቲ ንብረት ብናከይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብር

8 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩኩም ምዉሳድ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 መስራቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 56 02 07/ 09 39 23 59 57 /09 25 96 63 40