https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12977
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ናይ 2013 ዓም ፍቃድ ንግድ ዘሐደስኩምተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ወረቀት ምስክር መቅረባይነት እዉን ከቅርብ ዝክእል

3 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምሰናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ዓሺግኩም ኣብ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እተቅርቡን

4 ኣብ እዋን መኸበሪ ጨረታ  ናዉቲ ፅሬት 3000 ቅርሺ፣ ንዝተረፉ ካልኦት ንብረታት ድማ ንሕድሕድ  10000.00 ቅርሺ ዝኮዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ CPO ቅርሺ ከቅርብ ዝክአል

6 ሰዓርቲ ምካንኩም ምስፈለጥኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ትኣስሩ ካብ ዝሰዓርክምዎ 10% ተትሕዙ

7 ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ ምዉሳድ ይከኣል

8 ሳንዱቅ ጨረታ 30/ 01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ይክፈት

9 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብር

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 50 07 05