https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1297
ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1.  ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2.  ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 (ሳላሳ ቅርሺ) ጥራሕ ዝከፍል

3.  ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 22/06/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 6/7/2008 ንተከታታሊ 15 መዓልቲ

4.  ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 22/ 06/2008 ዓ/ም ዝዕፀወሉ ዕለት 06/ 7/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00

5.  እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዕለት 06/7/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ

6.  ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ከተማ ዕሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁ-6

7.  ጨረታ መክበሪ ብር 20000 (ዒስራ ሽሕ) ብሲፒኦ ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8.  መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽይጥ ምካና ንሕብር

                ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034770269

Â