https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12877
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ሞሞና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ናዉቲ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቆርቆሮ ሚስማርን ሽቦን ፣ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቀላሚጦስ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቡሌኬት ፣ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቫይቭሬት ሆዝ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 5, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 5, 2013 04:20 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ 13/02/2013ዓ/ም ክሳብ 04/03/2013ዓ/ም ንተከታታሊ 20 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ በዓል 2ተ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

1 ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ቲን ናምበርን ሰርቲፊኬትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት መረዳእታታት ምስቲ ሰነድ ቅዳሕ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ተጫረቲ ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳፁን ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣቢሎም ከእትዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ መኸበሪ ሰነድ ጨረታ 100,000.00 ቅርሺ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት4፡20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፓነል ፅርየትን ደረጁኡን ብሰብ ሞያ ተፈቲሹ ዝሓልፍ ክኮዉን ይግባእ

7 ተጫራታይ ኣብ 15መዓልታት ኣተዊ ከገብር ኣለዎ

8እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 13 50 81 32/ 09 41 01 14 01