https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12812
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ኮንክሪት ምክሰር በዝሒ 10 ፣ ተርማል ኦይል ቢኤምዲኢ 4576 ሊትሮ ፣ ኤሌክትሪካል ባርክ ካተር ኤንድ በንደር በዝሒ 01፣ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ስቶክ ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 05:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ተጫረቲ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሑ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ  ዕላላ ሰሜን መኝታ ቤት ክፍሊ ዕደጋ 1ይ ፎቅ ክፍሊ ዕደጋ ቁ 102 ኣብ ኣ.ኣ  አብ ጎኒ ሜጋ ህንፃ ዝርከብ ናይ ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ክፍሊ ዕደጋ መበል 12 ደብሪ ቢሮ ቁ 1208 ካብ ብሬድድዮ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልታት ክሳብ 21/02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ስፒኦ ማለት አዉን ቼክ ባንኪ ዋሕስ 100,000.00 ቅርሺ ክተቅርቡ ኣለኩም

4 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 23/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለትን ሰዓት ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 13 57 14 76 /09 10 87 98 42 /09 73 03 62 43