https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12772
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2013 ናይ 1ይ ዙር ጨረታ ን6ይ ዙር ስልጠና መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት፣ ማይ መሳርሒ ፣ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት ፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ ፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዝጋባይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ምካኑ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሰ ተመዝጋቢ ናይ ተከታተልቲ ኣወርሕ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ

6 መኸበሪ ጨረታ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት 15,000.00፣ኤሌትሪክ መሳርሒ 20,000.00፣  ናይ ፅሬት 15,000.00፣ ማይ መሳርሒ 5,000.00 ፣  ኮንስትራክሽን  መሳርሕታት 5,000.00 ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት 3,000.00፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት5,000.00 ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ15,000.00፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ 15,000.00፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ3,000.00፣ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብሽም ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/01/2013 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዘይምለስ 50 ቀርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ጨረታ 10/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ሰዓራይ ጨረታ ንመኸበሪ ዉዕሊ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ዝሰዓሮ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክአል

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 /09 14 77 25 97 /09 14 47 95 91