https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12767
ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳርን ኣጠቃቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ በቢ6 ወርሒ ዝሕደስ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ሓምለ ነሓሰ ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዝከፈልሉ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተወሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ተወዳደርቲ  ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

4እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013 ተመሊኡ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ 9፡30 ድማ ይክፈት

4 ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋ ብ ባንኪ በዝተረጋገፀ ቸክ ፣ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ናይ ፅ/መሳርሒ 10,000.00፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን 10,000.00፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ  5.000.00፣ ሞተር ሳይክል10,000.00 ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 5,000.00 ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ 4,000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓ እዋን ንተኸታታሊ 35መዓልቲ ይፀንሕ

6 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ