https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12753
ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ መጋጣጠምን ቆፃርን ቱቦን ካልኦት ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣ ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:20 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ

3 ቁፀሪ ከፋላይነት መረዳእታ ዘለዎም

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ

5 መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ንሎት 1 10000.00 ቅርሺ ሎት 2 4000 ቅርሺ ሎት 3 2000 ቅርሺ ሎት 4 3000 ቅርሺ ሎት 5 1000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 እቲ ሰነድ ብምግዛእ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 19/01/2013ዓ/ም ጀምሩ ክሳብ 05/02/2013ዓ/ም ምግዛእ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ዝወፀሉ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡20 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 74 02 20 /03 47 74 00 16