https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12578
ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ ጎደና ፅሬት ዝሰርሑ ብማሕበር ዝተወደቡ መናእሰይ ጋዉንን ናይ ልምዓት መሳርሕን ከምኡ እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ብሬድዮ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም እዩ

 1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ናይ ወርሒ ሰነ ወይ እዋናዊ ቫት ዲክለሬሽን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 05/13/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/01/2013ዓ/ም 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 15/01/2013ዓ/ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 መኸበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 12 19 57 38