https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12574
መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 16, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም ደረጃ 6ን ካብኡ ንታሕቲ ዝኾንኹም ጠቅላላ ተኾናተርቲ (General Contractors ) ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መወዳእታ ታክሲ ዓዳሓ ከባቢ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ዓዲሓ ቅርንጫፍ ብኣካል እንዳቀረብኩም ዝተዳለወ ሓደ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 100.00 ካብ ዕለት 11/01/2013 ጀሚሩ ክሳብ 16/01/2013ኣብ ዘለዉ መዓልታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትገዝኡ ንዕድም

እቲ ትካል ዝበለፀ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ሙኻኑ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ +251- 955 -335303/+251-914-092842