https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12513
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 24, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ደጎዓ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 24, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ እትክእሉ ተጫረቲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምን

3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ  

4 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000ቅርሺ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን 3000 ቅርሺ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000ቅርሺ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ 2000ቅርሺ፣ መሳርሒ ህንፃ 3000ቅርሺ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ በስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 እዚ ጨረታ ካብ 06/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/01/2013ዓ/ም ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 4፡30 ይክፈት

7 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫራቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ  ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 39 04 02 /03 43 39 00 12