https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12482
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ሃንድ ፓምፕ ሴትን መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ ዌልድ ጀነሬተር ዌልዲንግ ማሽን ሶላር ንድሪል ማሽንን ግራይዲንግ ማሽንን ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 06/01/2013 ዓም ክሳብ ዕለት 20/01 2013 ዓም ዘይምለሰ 50 ብር ብምክፋል ምዉዳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/01/ 2013 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

4 ቤት ፅሕፈትና አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 73 35 ምርካብ ይከኣል