https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12439
ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን፣አቁሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ስራሕ

2 መለለይ ቋፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ምሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መቅረባይነት ዘሐደሱ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል

7 እቲ ሰዓራይ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ን እቲ ንብረት ኣብ 15 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዘከእል

8 ሰነድ ጨረታ መግዚኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሞኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ይኮዉን

9 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ 5000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ

10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 02/13/2012ዓ/ም ክሳብ 11/ 01/2013ዓ/ም እዩ

11 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 11/ 01/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይከዉን

12 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/ 01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይከዉን

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 64 06 89/09 23 30 26 58/09 25 06 78 54ደዊልካ ምሕታት ይካኣል