https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12403
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 150 ብምኽፋል አዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

2 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

3 ከብ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ዝተመዝገበን ወርሓዊ ዲክለሬሽን ዘቅርብን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቲን መሉእ ዶክመንትን ብ 2ተ ፖስታ ኣሽጉ ኦርጅናልን ኮፒን መልኡ ከቅርብ ዝክእል

5 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ መኸበሪ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ብምትሓዝ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ይምለሶሎም

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ክሳብ 06/12/2013ዓ/ም ንተካታታሊ 17 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይፀንሕ

9 ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

10 ጨረታ ሰነድ ዝኽፈተሉ ግዜ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 28 94 23 32 / 09 14 16 72 63