https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1235
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዓዲ ሕርዲ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሳልሳይ ብርኪ ብ GC 7ን BC 6ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. Â ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ
  3. Â ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  4. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትንÂ
  5. Â ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ Â ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
  6. Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  7. Â ኩሎም ተጫረቲ ካብ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 8 2008 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንÂ ክፍሊ ቁፅሪ Â 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል