https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12263
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

በዝሒ

1

Single Saddle clamp thick 6mm

180*110

01

2

Flange with accessories thick 6 mm

110mm(4”)

01

3

Single Saddle clamp thick 6mm

180*90* 180mm

02

4

Flange with all accessories thick 6mm

90m(3”)

02

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ ተቁ ዓይነት ዝርዝር መለለይ ቁፅሪ መዓቀኒ በዝሒ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድነ ቲ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ትክእሉ ኢኩም

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ አየር aaaዝፀንሐሉ ገዜ ካብ ዕለት 06/12/2012 ክሳብ 08/12/2012 ዓምድ/ሰዓት 9:00  እዩ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/12/2012 ዓም ድ/ሰዓት 9:30 ይኸዉን

5 ዘድሊ ኩሉ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

6 ሰዓራይ ምሰዓሩ ካብ ዝተነገሮ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ እዋን እቲ ኣቅሓ ከረክብ አለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል ወይ ከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎማ ቅጥዒ ምዉሳድ ይከኣል