https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12147
ቤት ትምህርቲ ሙለእ 1ይ ማይ -ወይኒ ቁ2 6ተ ክላሳት ወይ ክፍልታት ናይ መኻኻታ ከምብሓድሽ ምምላእ ሓድሽ ማዕፆ ምግጣም ፣ መስከቲ ምግጣም፣ ንኩሉ ክፈሊ ቀለም ምቅላም ፣ እቶም ዝግጠሙ ማዕፆታት መሳኩትን ብኣንትሬስት ቀለም ምቅላም ፣ ኣብ ናይ ኣፈ ደገ ናይቲ ክፍልታት ዘሎ ብመንደቅ ደረጃታት ንኣከላ ጎዶሎ ዘካተተ ምስራሕ ብሓፈሻ ንምፅጋን ጨረታ አዉፅኡ ከጫርት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2012 ዝተሓደሰን

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኩሉ ማተርያል ከቅርብ ዝኽእል / ሑፃ ፣ ስሚንቶ፣ እምኒ ፣ ማይ ፣ ላሜራ ነቲ ስራሕቲ ዘድልዩ መሳርሕታት አጠቃላሊ ንብረት ናይ ኮንትራክተር ኣቅረባይነት ይከዉን/

4 ናይ ስራሕ ደረጃ 8፡9 ን 10 ን ዝኮነ ክጫረት ይክእል እዩ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ ኢኩም

6 መኸበሪ ጨረታ 5000 ብር

7 ስራሕ ዝዉዳአሉ እዋን 21 ናይ ስራሕ መዓልታት ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ይኸዉን

8 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19/11/2012ዓ/ም

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/11/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00

11 ዉዕል ዝአሰረ ዕለት ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ግዘ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ይከዉን

12 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ቤት ትምህርቲ ማይ ወይኒ ቁ2

13 ተጫረቲ ብኣካል ናብ ቤት ት/ቲ ከይዱ ዝስርሑ ስራሕቲ ሪኡ ክጫረት ይክእል እዩ

14 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ +251977502105/+251914018983