https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12108
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ወረዳ ጉለመኸዳ ከተማ ፋፂ ፣ ቀወምቲ ናዉቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣቅሑት ተሽከርከርትን ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:ፋፂ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረትቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበር፣ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ቫት ሰርቲፊኬት፣ ቫት ዝተመዝገብሉ ዲክለር ዝገበርሉ ትገናዘበ መረዳእታ ኮፒ ብምቅራብ ክትወዳደሩ ትክእሉ፤

2 መከበሪ ጨረታ 10,000.00 ሽሕ ቅርሺ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስፈለጡ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ፤

4 ተጫረቲ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ዝርዝር ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 08/11/2012ዓ/ም ክሳብ 28/11/2012ዓ/ም ክሳብ 4:00 ሰዓት ክወስዱ ዝክእሉ ኮይኖም ጨረታ ዕለት 28/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘለውዎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

5 ተጫረቲ ዘእተውዎ ናይ ሓደን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ትካሎም ሽምን ፊርማን ዘለዎ ብዝትዓሸገ ፖስታ ከእትው ይግባእ፤

6 ኣብቲ ዝመልእዎ መረዳእታ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ በዓል ዋና ተዘይዓሪፍዎ ውድቂ ይከውን፤

7 ተጫረቲ ጨረታ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ቤት ፅሕፈት ማህተም ዝዓረፎ ዋና ተመሊኡ ዝቀረበ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ፤

8 ተጫረቲ ዘድሊ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ፈላለዮም ከቅርቡ ኣለዎም፤

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ከተማ ፋፂ ዘቅርቡ ምዃኖም

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

12 ኣድራሻና ወረዳ ግሎ መከዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳረን ንብረትን እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-340348/ 0914-522099 ምድዋል ይከኣል፤